ሓፈሻዊ ሕቶታት ብዛዕባ ህዝባዊ ጥዕና ወይ ኢሜይል ናበይ ክትልእኹ ከምእትኽእሉ ሕቶታት ምስ ዝህልወኩም
- 360-236-4501 ወይ
- 800-525-0127
- ኢመይል
ፍቃድ፣ ምሕዳስን ቅሬታታትን ዝምልከቱ ሕቶታት
- ብኢንተርነት፦ Health Systems Quality Assurance (ሲስተም ምርግጋጽ ጥዕና) ማእከል መደወሊ (ብእንግሊዘኛ)
- ቴሌፎን፦ 360-236-4700
ናይ ልደት፣ ሞት ወይ መርዓ ምስክር ወረቐት ምእዛዝ
- ምስክር ወረቐት ብኸመይ ከም ትእዝዝ (ብእንግሊዘኛ)
- ቴሌፎን፦ 360-236-4300
- ብኢንተርነት፡- www.vitalchek.com ተጠቒምኩም (ብኢንግሊዘኛ) ኣዝዙ
- ብኣካል ዝውሃብ ኣገልግሎት ዓሚል ንወሰንቲ መዛግብቲ (ብእንግሊዘኛ)
ፕሮግራማትን ኣገልግሎታትን Department of Health
- አድራሻ ዳይሬክትሬት (ብኢንግሊዝኛ)
ተጠቀምቲ TTY
- ን Washington Relay Service ናብ 711 ይደውሉ
ንናይ ቋንቋ ሓገዝ (ካብ ክፍሊት ነጻ)
ቴሌፎን፦ 1-800-525-0127
ምርኻብን ምእስሳርን
ርእይቶ Department of Health (DOH፣ ክፍሊ ጥዕና) | ሰዓታትን ቦታታትን ቤት-ጽሕፈት (ብኢንግሊዘኛ)